ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ብኮፒ ከቅርቡ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘቅርቡ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮንኩም ናይ ወርሒሚያዝያ እዋናዊ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክሉ

5 ሰነድ ጨረታ ብነፃ ካብ ሰለክለካ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ከይ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 ካብ 23/08/ 2012 ዓም ክሳብ 13/09/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ንግሆ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ምውሳድ ይክኣል

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝንፀንሐሉ እዋን ግዜ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

7 ንሕድሕድ ዝትወዳደርኩምዎ ዘፈር መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥር ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 መወዳደሪ ሰነድ ብዝንበብ ፅሑፍ ተፃሒፉ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ፌርማን ማህተምን ክዓርፈ ይግባእ

9 ተወዳደርቲ ጨረታ ሰዓርቲ ኮይንኩም ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ አታዊ እትገብሩ

10 ዝቀርብ ንብረት ፅሬቱ ዝሐለወ ናብ ሰለክልካ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ቆፂርኩም ክተረክብ እትክእሉ

11 ብተወዳደርቲ ዝምላእ ናይ ጨረታ ሰነድ ብናይ ትካል ዘዳለዎ ቅጥዒ መሰረት ኮይኑ ብፖስታ ታዓሺጉ ማህተም ዓሪፍዎ ካብ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ክሳብ 13/09/ 2012 ዓም ሰዓት 3:30 ንግሆ ኣብ ዘሎ ግዜ ምእታዉ ትክእሉ

12 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 13/09/ 2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ንግሆ ኣብ ሰለክለካ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 06 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ኣብ ዘየለዉሉ እዉን ትሕጃ ኣትሒዞም ክክፈት ይክእል

13 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ /09 93 69 27 31/09 14 27 38 21