ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን ቁፅሪ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

3 እዚ ፕሮፎርማ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15