ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ የካቲት2012 ሒሳብ ዘፍለጠን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን መቕረባይነት ዘሐደሰን

3 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ንናይ ሕትመት 1000፣ ኤሌክትሮኒክስ 1000፣መሳርሒ ፅሕፈት3000 ስፔር ፓርት 1000

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/08/2012 ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቃሒ መሰረት ኮይኑ ካብ ዕለት 16/08/2012ዓ/ም ክሳብ 30/08/2012 ምቅራብ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 60 መዓልትታት ይከዉን

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 58/ 03 44 41 76 37