ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

 ሎት 1 ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ ዕድጊት  ሎት 2 ናይ ኣዳራሽ ወንበር  ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ንክዕደግ 22/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንክክፈት ተባሂሉ ዝነበረ ጨረታ ንዕለት 20/08/2012ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 4፡30 ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ሕጋዉያን ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ናይ 02 ቀበሌ ልምዓት ፕላን ወይ ድማ NDP 22/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ክክፈት ተባሂሉ ዝነበረ ን 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ይክፈት ናይ 01 ን 02 ቀበሌ ከም ሓደ ሳይት ኮይኑ ናይ 06 ቀበሌ ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ወይ ድማ NDP ናይ ካምፓኒ ፕሮፎልኩም ዘርዚሩኩም ወይ አተሓሒዝኩምን ን 21/07/2012 ሰዓት 11፡30 አታዊ ክትገብሩ ዝፍለጥ ዝነበረ ን 21/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ኣታዊ ክትገብሩ ይሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 42 45 45 63