ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት፣ ዝተሓደሰ ኢንሽራንስ 

2  ናይ ሓደ ዓመት ባንኪ ሒሳብ ምንቅስቃስ 3 ሚልዮን ልዕሊኡን ዘንቀሳቅስ 

3 ናይ ሓደ ዓመት ባንኪ ሒሳብ ምንቅስቃስ 3 ሚልዮን ልዕሊኡን ዘንቀሳቅስ

4 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቤት ዕዮ ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ ካብ ዕለት 1/08/2012ዓ/ም ክሳብ 06/08/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ብነፃ ምዉሳድ ይካኣል

5 እቲ ፕሮፎርማ ዐለት 06/08/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ተዓፀዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 8፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይኽፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 45 59 99 25