ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ

1 ናይ ማእከለዎትን ዓሞቅትን ጎዳጉዲ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም  ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ንግዲ ምዝገባ ዘለዎምን ቅዳሕ ከተሓሕዙ ዝክእሉ 

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎምን ቅዳሕ ከተሓሕዙ ዝክእሉ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝኮንኑን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ

4 ንማእከለዎትን ዓመቅትን ጎዳጉዲ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ህንፀትበ ወረቀት ምስክር ዘቅርቡ

5  ተወዳደርቲ ቅድሚ ፕሮፎርማ ምክፋቱ ናይ ፕሮፎርማ ዉሕስና መኸበሪ ቢድ ቦንድ ን 20 ጎዳጉዲ ካዕቲ ማይ 20000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ዘትዘሑ

6 ሰነድ ጨረታ ብነፃ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ

7 እቲ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ 29/07/2012ዓ/ም ክሳብ 07/08/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 07/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

8 ሰዓራይ ነቲ ዝሰዓሮ ዉዕሊ መኸበሪ  10 ሚኢታዊ  ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 61 06 21