ወረዳ ራ/ዓዘቦ ማረት መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎን ዘይምለስ ብር 20.00 (ዒስራ ቅርሺ)ከፊሎም ካብ ከተማ መኾኒ አብ ደደቢት ማይክሮፋናንስ ህንፃ 5ይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ማረት መተሓባበሪ ወረዳ ራ/ዓዘቦ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይክእሉ

2 ተጫረቲ ካብ ዘቕርብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% /ክልተ ሚታዊ/ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ /ቢድ ቦንድ/ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ኢንሹራንስ ቦንድ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም ጥረ ገንዝብ ምትሓዝ አይፍቀድን

3 ተጫረቲ ቫት ዝትመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒን ኦርጅናልን ሒዞም ክቕርቡ አለዎም ተጫረቲ ዝግበኦም ግብሪ መንግስቲ ብእዋኑ ዝኽፈሉ ምኻኖም መረዳእታ ኣታሓሒዞም ከቕርቡ አለዎም ብተወሳኪ ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ ከቕርብ አለዎም

4 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 17/5/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ዝጫረትሉ ሰነድ ብሸምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ አብ ቤት ፅሕፈትና ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ከቕርቡ ይኽእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/5/2008 ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅት ማረት መተሐባበሪ ከተማ መኾኒ ይክፈት

6 እቲ ሰዓራይ ዝሰዓረ ምኻኑ ምስ ተነገሮ አብ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝኽእል ክሸዉን ይግባእ

7 ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅ/ት ማረት መተሓባበሪ ከተማ መኾኒ ከቅርብ ዝክእል ምኻኑ

  1. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ