ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን

1 ኣብ ፕሮፎርማ  ሰነድን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ኣብ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00