መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ሹ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ፣ ቲን ናምበር ፣

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ፣ ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅርብ ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘዉረድሉ መረዳእታ

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘሐደሰ

4 2% ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእል

5 እቲ ሰዓራይ ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

6 እቲ ትካል ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ኣብቲ ጨረታ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ይክእሉ

8 ንመግዝኢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ሹ ይካኣል

9 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

10 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 18/07/2012ዓ/ም ክሳብ 03/08/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 6፡00ከዉን

11 ጨረታ ዝክፈተሉ 03/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ሹ  ይከዉን

03 44 21 07 17 /03 44 21 01 70 /09 14 75 13 00