ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

1 እቲ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ወይድማ ዘሐደስኩም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን

4 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርዲ

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 11/07/2012-16/07/2012እስካብ ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት

6 ዝኽፈተሉ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 11 21