ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃን መቅረባይነትን ምስክር ወረቀትን በቲ ዘፈር ዝገልፅ ዘቅርብ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ወይ ድማ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀተ ምስክር ዘቅርብ

4 ናይ ወርሒ ጥሪ 2012 ዓም ቫት ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ  

6 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን እቲ ቤት ህንፀት በቲ ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 08/07/2012 ዓም ክሳብ 29/07/ 2012 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 7 ምዉሳድ ይከኣል

10 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 29/07/ 2012 ዓም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ይከዉን ጨረታ 30/07/ 2012 ዓም ሰዓት 4፡10 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት እንተዘይ ቀረቡ እዉን ከይዲ ጨረታ ካብ ምክፋቱ ኣይተኣጎጎልን :: ዝቀረበ ፖስታ ካይተከፈተ ዝምለስ ኣይህሉን

11 ተጫረቱ ዝሰዓረ ነጋዳይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ስራሕ ግዜ መፂኡ ካብ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ መክበሪ ብምሓዝ ዉዕሊ ክኣስረ አለዎ

12 ዝአሰሮ ንብረት ድማ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መራገፈን ብምሽፋን ናብ ማእከል ቤት ህንፃት ሽረ ከረክብ አለዎ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

14 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ዝግዛእ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ 03 44 44 21 82 / 38 39 / 22 89ደዊልካ ምሕታት ይከኣል