ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ፣ ዋጋ ዝቐርብ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ይግባእ ፣ ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ዝተኣዘዘ ንብረት ኣሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብዝአሰሩ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልታት አጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ክሳብ 18/07/2012ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

በዝሒ

1

Photo copy machine

As per Specification

01

2

Printer machine

As per Specification

01

3

Color printer machine

As per Specification

01

4

Laptop computer

As per Specification

05

5

Desktop computers

As per Specification

01