ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ እንተኮንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኽዉን አለዎ

4 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 05/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸዉን

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 56