ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ

ተቁ

ዓንነት ንብረት

መግለፂ

ሞዴል

መዓቀኒ

በዝሒ

1

Ball Joint lower

Sample

D22

pcs

02

2

Shock absorber front

56110-vk625

D22

pcs

02

3

Fuel filter

16405-01T0A

D22

pcs

01

4

Shoe kit

D4060-DW71A

D22

pcs

01

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዘለኩም ከምእዉን በቲ ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩምን ምካንኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅረቡ እትክእሉ

2 ተጫረቲ ቢሮና ብዝቀመጦ ዝርዝር መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂእኩም ብሽምዒ ዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 30/6/2012 ዓም ክሳብ 03/07/2012 ዓም ሰዓት 3:30  ኣብ ዘሎ ጊዜ ናብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ኣታዊ ትገብሩ ትክእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 03/07/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትገራይ ወይዘር ህነፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ይከፈት

4 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 0344402431