ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን
2  ናይ ዘሸነፎ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

3 ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ከፊሉ ክወስድ ዝኽእል::

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 22/4/2008 ዓ/ም እስካብ 2/5/2008 ዓ/ም ይኸዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 2/05/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 2/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

6 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ