ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩምን ፣ ናይ ስራሕ ተካናተርቲ ዝተመዘገብሉ መረዳእታ

3 መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፣

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋበይነት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ 2012ዓ/ም ናይ ቫት ዲክሊሬሽን

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 400 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 24/07/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዋጋ መሊኢኩም ከተእትዉ ይግባእ

6 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘተረከብሉ 24/07/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀትሪ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 209 ይክፈት

7 እቲ ዳይሬክተሬት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 75ደዊልካ ምሕታት ይካኣል