ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ

1 ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ /TIN/ ዝተመዝገብኩምን ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቴፊኬት ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዴኬሌር ዝገበርክምሉ መረዳእታን ክተቅርቡ ትኽእሉ

4 ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ዝሐዝኩም

5 ሰነድ ጨረታ ፎቶ ኮፒን አርጅናልን ብ2ተ ፖስታ /ኢንቨሎፕ/ ተዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝስዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ናብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ብፅሬትን መጠንን ተቕርቡ መኻንኩም

7 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓርኹምዎ ንብረት ሐደ ዓይነት ዋጋ ንዘቅረብኩም ተወዳደርቲ 2ይ ዋጋ ብምምላእ እትፍለዩ ምኻኑ

8 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ክህልLዎ አለዎ

9 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 20 /ዕስራ ብር/ እናኸፈልኩም ካብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮለግ ከይዲ ስራሕን ዕዳጋ ፈይናንስን ንብረት ምምር ኣብ ቁፅሪ ቢሮ 01 ሀ-8-25 ካብ 19/04/2008 ዓ/ም ክሳብ 03/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 11:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትኽእሉ

10 እቲ ጨረታ ዕለት 04/05/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተአሺጉ አብቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

11 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ብር 2000.00 /ክልተ ሽሕ ብር/ CPO ብባንክ ዝተረጋገፀ ቼክ ይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ እትኽእሉ

12 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0347770388 ደዊልኩም ክትረኽቡ ትኽእሉ መኻንኩም ንሕብር