ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

1 ንቤት ዕዩና ኦዲት ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሐደ ወይ ክልተ ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም

2 ናይ 2012 ዓም ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ: ንግዲ ምዝገባ :ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ: መለለይ ግበሪ ከፋላይነት ለካልኦት ንጨረታ ዝጠቀሙ መረዳእታት ምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዘክእል

3 ኦዲት ዘገብር ሒሳብ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ትካል ምካኑ ፈሊጡ ዝሳተፍ

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ዓዲግራት ቢሮ ቁፅሪ 07 ካብ ዕለት 09/ 06 /2012 ም ክሳብ ዕለት 23/ 06 /2012 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ቴኪኒካልን መወዳደሪ ቅጥዒታት ብዝግባእ ብምምላእ ደጋፊ መረዳእታኩም ምስ ዋና ኦርጅናል ብምግንዛብ ፋይነንሻል ዋጋ መወዳደሪ ዋናን ኮፒን ነንበይቡ ኣብ ክለተ ፖታ ቴክኒካል ድማ ዋናን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ብጠቅላላ ኣብ 4ተ ፖስታ በዝግባእ ተዓሺጉ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጫረቲ ሸም ኣድራሻ ፊርማ ኦርጅናልን ዋናን ኮፒን ተባሂሉ ተጻሒፍሉ ማህተምን ዓሪፍዎ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ቢሮ ቁፅሪ 07 ዝተዳለወ ሳፁን ካብ ዕለት 09 /06/ 2012 ዓም ክሳብ ዕለት 23/06/2012 ዓም ከእትዉ አለዎም

6 እቲ ጨረታ ኣብ በጌት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ቢሮ ቁፅሪ07 ካብ ዕለት 12/11 /2011 ዓም ክሳብ 23/06/ 2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድ ቀትሪ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈትቨ ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቡም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ቤት ዕየና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ በስልኪ ቁጽሪ 0344450106/ 0344452872