ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መዐደጊ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ክከፍል ዝክእል

3 ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 10/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 23/06/2012ዓ/ም ንተከታተልቲ 10 መዓልቲ ይከዉን

4 ሰነድ ጨረታ 23/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈይት

5 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ምስ ሰነድ ናብቲ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 75 00 13