ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

1 በበዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መቕረባይነት ዘለኩም ኘ

2 መመለይ ቁፅሪ ወረቀት ምስክር ዝተመዝገብኩም

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም

4 ተጫረቲ ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ ሰነድ ዝርዝር ብምትሓዝ ዓሺጉኩም ኣብ ሳንዱቕ ጨረታ ከተእትዉ አለኩም

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሸራሮ ማያኒ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ክትወስዱ ትክእሉ

6 ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተርኩቡ እትክእሉ

7 ካብ ዘሰዓርኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ 10000.00 ቅርሺ ከተትሕዙ እትክእሉ

8 አብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝኮዉን ገንዘብ ሕጋዊ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋፀ ሕጋዊ ክፍሊት ቼክን ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ እትክእሉ

9 ሰነድ ጨረታ ካብ 6/06/2012 ዓ/ም ክሳብ 23/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

11 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 60 መዓልቲታት ይከዉን

12  እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 48 50 00 71/ 03 48 50 00 74