ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

2 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክአል

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ ቲን ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ክሳብ 06/06/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትኽእሉ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344 40 41 61 ምድዋል ይካኣል