ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ

1 ቫት /VAT/ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ሕዳር 2012 ዓ/ም ዲክለሬሽን : መፍለይ ቁፅሪ /Tin/ ከፋላይ ግብሪ : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ዝተሐደሰ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ከቕርብ ዝክእል፤

2 ካብ ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ደጋፊ /ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 06/06/2012 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብብር 30.00 /ሰላሳ / ብምግዛእ ክትወስዱ ከምትክአሉ ብምፍላጥ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 06/06/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ብምዕፃዉ ድሕሪ 15 ደቂቃ ማለት 4:15 ስለዝኽፈተ በቲ ዝተቀመጠ ናይ መእተዊ ግዜ ብምምፃእ ናብቲ ኣብ ከይዲ ስራሕና ዝተደወልከም ሳንዱቅ ጨረታ ሰነድ ጨረታኩም ንክትእትዉ የፍልጥ :: አብ እዋን ምኽፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ከርከቡ ይኽእሉ እዮም::ድሕሪ ምዕፃው ሳንዱቅ ጨረታ ንዝመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብ CPO ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4 ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ሰፐስፊክሼን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጋዓዝያን መራገፍን ናብቲ ትካል ከቕርብ ዝኽእል፤

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

አድራሻና- ትግራይ መቐለ ቀበሌ 18 ድሕሪ ሆቴል አብርሃ ካስትል ወይ ድሕሪ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342-403912/ 0914 28 17 08