አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ሕጋዊ ፋቃድ ዘለኩም ናይ 2012 ዓም ግበሪ ዝከፈልኩምን ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን

2 ቫት ተመዝገብቲን መቅረባይነት ሰርተፊከት ከቅርብ ዝክእልን

3 ብዝወፀ ዝርዝር  ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቅርቡ እትክሉ

4 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከቅርበ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ ሕዳር 2012 ዓም ቫት ዲከለሬሽን ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ መከበሪ 2% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእልን ንዝሰዓሪ ንብረት 10 % ዉዕሊ መከበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ ዕለት 31/01/2020ኣ ፈ ወይ 22/5/2012 ዓም ጀሚሩ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዋና ቤት ፅሕፈትና  3ይ ደብሪ ብምዉሳድ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/02/2020 ኣ ፈ / ወይ 26/5/2012 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ይዕፀዉ ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 04/02/2020 ኣ ፈ / ወ 26/5/2012 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይከፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ  ይኩን ብከፈል ናይ ምስራዝ መበቱ ዝተሐለወ እዩ