ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ

1 ኣብ 2012ዓ/ም ብቤት ፅሕፈት ል/ደ/ኣ/ን/ት ዝተሓደሰ ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ወረቀት ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ቲን ፍቃድን ኮንስትራክሽን ዘሐደሱሉ ናይ ቫት ምዝገባ ወረቐት ምስክር ፣ ናይ ዝሓፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሬሽን መቅረባይነት ሰርተፊኬትን መረዳእታታ ካይሓዝሓ ምዉድዳር ኣይፍቀድን

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጠ ናይ መድሕን ዉሕስና ትካል ወይድማ ካብ ባንኪ ብዝወሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ 7000.00 ከቕርቡ ኣለዎም

3 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረቱሉ ናይ መንገዲ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 ተኸታታሊ መዓልቲታት ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም

4 ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ዝረከብ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ሓደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒን ብቤት ፅሕፈት ል/ደ/ኣ/ን/ት ዝተወሃበ ዝተሓደሰ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ኩሎም ፖስታታ ብምዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅጨረታ ክሳብ ዕለት 09/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጉሀ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይኽእሉ

6 እቶም ጨረታታት ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 09/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ይክፈት

7 እቲ ከይዲ ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 03 80