ቤት ፅሐፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ እነዳ መኮኒ

1 ሰነድ ፕሮፎርማ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር፡፡

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን ፍቃድ ማይ ዘለዎም፤ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነትን ካብ ደኣንት ዝረከብዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ሕዳር 2012 ዓ/ም ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤ ኣድቫንስ ክፍሊት ኣይፍቀድን

5 እቲ ፕሮፎርማ 19/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፡፡

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡