1 ናይ 2011ዓ/ም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝኸፈሉን ን 2012በጀት ዓመት ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ኮንስትራክሽን ቁፅፅርን ምዝገባ ፍቃድን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዘቕርቡ
3 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ መቅረባይ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ዝገበሩሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ቫት ምዝገባ ወረቐት ምስክር ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሬሽን ዘለዎም
5 ብር 150000.00 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝወሃብ ዝተረጋገፀ ቼክ ሲፒኦ ጥራይ ከቅርብ ዝክአሉ
6 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረቱሉ ህንፃ ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከቡሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 240 ተኸታታሊ መዓልቲታት ዛዚሞም ክረክቡ ኣለዎም
7 ኩሎም ተጫረቲ ክጫረቱሉ ናይ ዝደልዎ ፕሮጀክት ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/01/2020ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ካብ ቅድስት ማርያም ኮሌጅ ዉቅሮ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 18 ኣድላዩ መረዳእታ ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 400.00 ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ
8 እቶም ጨረታታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ ዕለት30/01/2020ዓ/ም/ፈ ልክዕ ሰዓት 10፡30 ቅ/ቀትሪ ይክፈት
9 እቲ ትካል እዚ ጨረታ ዘየዋፅኦ ተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
17 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430183 /09 14 37 70 58ደዊሎም ክረክቡና ይኽእሉ