ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም

1 ሎት 1 ፌርኒቸር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ዝርዘር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፀሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ከተማ ኮረም ብምምፃእ ንሓደ ሎት 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 03/05/2012ዓ/ም ክሳብ 18/05/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11፡00 ምሸት ምዉሳድ ይካኣል

2 እቲ ጨረታ 19/05/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ይክፈት

3 ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ መምርሕታት ኣብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይካአል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 04 68 /03 45 51 07 43