ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ

1 ብተዛማዲ ስራሕ ዝተሃደሰ ፈቓድ ዘለዎም ኣብ ናይ መቅረባይ ዝተመዝገበ ግብሪ ምክፋልኩም ምስክር ወረቀት ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ ጨረታ መትሓዚ ቢድ ቦንድ ብስም ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ አብ መምርሒ ጨረታ ዝተጠቐሰ ብር ወይ C.P.O ከትሕዙ ይግባእ:;

3 ናይ ጨረታ መትሓዚ ቢድ ቦንድ ንሕድሕድ ሎት ብር 3000.00 ሽሕ ብስም ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ አብ መምርሒ ጨረታ ዝተጠቐሰ ብር ወይ C.P.O ከትሕዙ ይግባእ:;

4 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ( VAT ) ተመዝገብቲን ናይ ወርሒ ሕዳር 2012ዓ/ም ዲክለረሽን ዝገበርኩምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኽቕርቡ አለዎም::

5 እቲ ጨረታ ብኣርባዕተ ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ኸቕርብ ዘለዎ እንትኸዉንናይ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ዋንኡ / ኦርጅናልን/ ምስ ኮፒ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ፤ ዝተሐዳሰ ንግዲ ፈቓድ ቲን ዝተመዝገቡ ቃለ መሓላ ናይ ዝተሐደሰ አቕረባይነት ምዝገባ ምስክር ወረቐት፤ C.P.O ወዘተ ዝድሊ ሰነድ ብኦርጅናል ዶክመንት ከትሓሕዝ ዝክእል::

6 ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ ንሎት 30 /ሰላሳ ቅርሺ/ ከፊሎም ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይኽእሉ ከምኡዉን ተጫረቲ ብዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽምን ፊርማን ኦርጅናልን ክገልፁ አለዎም::

7 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ መብርሂ ወይም ናይ ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃሊዎም ቕድሚ ካብ ዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኺ ቑፅሪ 0344 -41 61 22 ክሓቱ ይኽእሉ::

8 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 01/05/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/05/2012 ዓ/ም ኾይኑ ዕለት 15/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ቢሮ ቑዕሪ 09 ይኽፈት:: የኹን እምበር ተጫረቲ ኣብ ዝኽፈተሉ ግዜ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይተኣጎጎልን::

9 ማእከል ምርምር ሓመድ መቀለ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ ስልኪ ቑፅሪ 0344- 41 61 22 ምድዋል ይከኣል፤