ኤጀንሴ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ሰርተፊኬት ፣

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎምን ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘወራረዱሉ መረዳእታ

4 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል፣

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ 24/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 12/05/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ 5000 ብር ብሽም ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝከእሉ

7 ተጫረቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ዘቀርቡ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 12/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

9 ተጫረቲ ዝመልኡዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክኮዉን ኣለዎ

10 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 63 63 ምሕታት ይካኣል