ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓዲግራት

1 ነዚ እተማልኡ ተጫረቲ  ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 20/04/2012ዓ/ም ክሳብ 09/05/2012ዓ/ም ክሳብ 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ዘይምለስ 75ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

2 ጨረታ 10/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 10 13