ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

1 በቲ ዝተጠቀሰ ናይ ፅገና ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ዘለኩም

2 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም

3 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም

4 ንጎሚስታ ናይ ሞተር ሳይክልን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ከምኡዉን ድማ ናይ ወርሒ ሕዳር ዲክለር ዝገበርኩም

5 ንጎሚስታ ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ ጉልበት ዋጋ ዝመልኡ ቫት ይሃልዩ ኣይሃልዩ ኩሉ ብማዕረ ይወዳደር

6 ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኸበሪ 3000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ወይ ሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ናይ ጎሚስታ ካብ 22/04/2012ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክመንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክመንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ 07/05/2012 ሰዓተ 8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፀሪ 01 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ እቲ ጨረታ ዕለት 07/05/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

8 ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክመንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክመንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ 08/05/2012 ሰዓተ 8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፀሪ 01 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ እቲ ጨረታ ዕለት 08/05/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

9 ሰነድ ጨረታ 50 ብር ብምክፋለ ምዉሳድ ይካኣል

10 ጨረታ ዝሰዓረ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 67 00 78