ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ናይ ፀፀር ፣ ሓሻዋ ፣ እምኒ ፣ ሙሩፅ ሓመድ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ በቲ ዘርፊ ዝተመዘገበ

2 መለለዩ ቲን ናምበር ዘለዎ መቕረባይነት ዘሐደሰ

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ብእዋኑ ዲክለር ዝገበረሉ ድክላራስዮን ከቕርብ ዝኽእል

4 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ክሳብ 30/04/2012ዓ/ም ይኸዉን

5 ፕሮፎርማ ዕለት30/04/2012 ሰዓት 3፡00 ተዓፀዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

6 ፕሮፎርማ መኸበሪ ብር 5000ብስፒኦ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓራይ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 64 01 72