Tigray Justices Bureau

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን፣ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ 2012ዓ/ም ወርሒ መስከረም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ዝገብር

6 ናይ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድለዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ስምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ሰነድ መምርሒ ንኩሎም መደባት ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 10/04/2012ዓ/ም ክሳብ 30/04/2012ዓ/ም

8 ተጫረቲ ናይቲ ዉሕስና መኸበሪ ንነዉስወከፍ ሰነድ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 እቲ ጨረታ 30/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ  ዕለት 01/05/2012ሰዓት 3፡00 ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ