ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ንሰራሕተኛ ናይ ሰርቪስ ኣገልግሎት ዝህባ 9 ኣዉቶብስ መካይን እቲ ኣዱሽ ናይ ትካልና ሽምን ኣርማን /ሎጎ / ኣብ ሕድሕድ መኪና ብክልቲኡ ጉኒ ከስርሕ ይደሊ ስለዝኮነ ድማ እዞም ዝስዕቡ ረቆሓታት ዘማልኡ ተጫረቲ ንክጫረቱ ይዕድም::
ተጫረትቲ
-
ቅድሚ ሕዚ ኣብ ናይ ዝኾነ የኹን ትካል ሽምን ኣርማን ሎጉ ኣብ መኪና ብቕብኢ መልክዕ ዝሰርሐ::
-
ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ምስ ጨረታ ሰነድ ከቕርቡ ኣለዎም::
-
ናይ ጨረታ መኽበሪ ውሕስና ጨረታ ቕድሚ ምኽፋቱ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒኦ ከቕርብ ዝክእል::
-
እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓልሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይመለስ ብር 100.00 ብምኸፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ምዕዳግ ይኽእሉ
-
ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 05/01/2007 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ከቕርቡ ይከእሉ::
-
ሕድሕድ ተጫራቲ ኣብ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ( ፕሮፎርማ) ናይ ቫት ሓበሬታ እንተዘሃልዩ እቲ ዋጋ ቫት ከም ዝሐወሰ ይወስድ
-
እቲ ጨረታ ተጫራትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተለኸብሉ ንዕለት 06/12/22006 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ይኽፈት::
-
ተጫራቲ ዘቕርብዎ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ (ፕሮፎርማ) ኩሉ ወፃኢታት ዝሸፈነ ይኽዉን
-
ፋብሪካ ሰሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
-
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 03