Shilan Paper Products share company

1 ናይ 2011ዓ/ም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝኸፈልሉን ፍቃስ ዘሐደሱን መረዳእታ

2 ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ኮንስትራክሽን ቁፅሪ ምዝገባን ፍቓድን ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ቫት ምዝገባ ወረቀት ምስክር ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ድክሌሬሽን መረዳእታ ዘለዎም ኮይኑ ባት ድማ ካብ ዉሽጡ ዝከፋል

4 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጠ ናይ መድሕን ዉሕስና ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ወይ ድማ ካብ ባንኪ ብዝወሃብ ዝተረጋገፀ ቼክ ሲፒኦ 60000.00 ከቅርቡ ኣለዎም

6 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረተሉ ስራሕ ፕሮጆክት ስራሕቲ ዉዕሊ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 90 ተከተታሊ ስራሕ ክጅምር ኣለዎ

7 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ አብ ከተማ መቀለ ቀበሌ 16 ባሕሪ ነጋሽ ህንፃ ቢሮ ቢሮ ካብ ኢኮን ኣማካሪ ኣርክቴክቶች ና መሃንዲሶች ሃ/የተ/የግ/ ማሕበር ብዘይምንም ክፈሊት ክትወስዱ ትክእሉ

8 ጨረታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ 30/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይኽእሉ እዮም

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ዕለት 30/03/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 እቲ ካምፓኒ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 45 47 50 62 /09 22 78 74 81