1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ዋናን ቅደሕን ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ መቅረባይነት ካርድን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቁፅሪን ዘለዎም ቅደሕ ገየሩ ከትሕዝ ዝክእል
3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ መወዳእታ ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ቅዳሕ ገይሩ ከቅርብ ዝክእል
4 ጨረታ ካብ 15/03/2012 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 30/03/2012ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ቤት ፅሕፈት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ክትወስዱ ትክእሉ
5 ናይ ጨረታ መክበሪ 4000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብዝትጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
6 ጨረታ 30/03/2012ዓም ሰዓት 8፡00በ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ጨረታ ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም ድሕሪ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ
8 እቲ ቤት ፅሕት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኵን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ
9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344443868 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል