Gebreslassie Asgedom TVET College

1 ናይ 2011ዓ/ም በቢዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፀሪ ቲን ዘለዎ

3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ

4 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ክሳብ 12/03/2012ዓ/ም አብ ኣየር ይዉዕል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 15/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎሰም ዕ/ሓሙስ ከ/ስ/ዕ/ፋ//ን ቢሮ ቁፅሪ 03 ይክፈት

6 ኮሌጅና ዝሓሸ ማመረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 20 25 68 76