Tigray Health Bureau

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ኣብ ዘሎ ምቅራብ ይካኣል

4 ፕሮፎርማ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል