ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ስፔር ፓርትስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ::
-
ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ ::
-
ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን Tin ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ ::
-
ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት እተቕርቡ::
-
መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተም ፌርማን ክህልዎ ይግባእ::
-
ተጫረትቲ ዘይምለስ 30 /ሰላሳ ብር /እናከፈልኩምን ሰነድ ጨረታ ካበ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 49 ካብ 06/12/2006 ዓ/ም ክሳብ 20/12/2006 ዓም ሰዓት 8:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ::
-
ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ምክባር ብር 3000.00 ሰለስተ ሽሕ ብር ብcpo ከትሕዙ እትክእሉ ::
-
እቲ ጨረታ ዕለት 20/12/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት::
-
ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::
-
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344418589/0344408973 ምሕታት ይካኣል ::
ምስ ሰላምታ