Tigray Revenue Development Authority

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 29/1/2012 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 1/2/2012 ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር

2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልና እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ክተረጋግፁ ንሕብር

3 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርትፊኬትን ቲን መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከተቕርቡ ንሕብር