AZMIE steel structure Engineering

ትካልና ቁርፅራፅ ጋልቫናይድ ላሜራታት ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒ ዘማልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ኽሸይጥ ሰለዝደለየ ክትጫረቱ ዝትደሊዩ ትካላት በቲ ወፂኡ ዘሎ መስፈርት መሰረት ተወዳዲርኩም ክትዕድጉ ከምእትክእሉ ንሕብር::

1 ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ዘለዎ::

2 VAT ዝተመዝገበ::

3 ናይ 2006 ዓ/ም ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈለ ምኮኑ መረጋገፂ ዘቅርብ::

4 ንጨረታ መክበሪ ዝከዉን ብር 5,000.00 CPO የቅርብ ::

5 ኣብ ዝሰዓረ ተዓዋታይ % ወሲኽካ ክዕደግ ምሕታት ኣይፍቀድን::

6 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00 ይዕድግ::

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝዋሃቦም ናይ መጫረቲ ዋጋ መሊኦም ብሰምዒ ዝተኣሸገ ኢንቮሎፕ ኣበ ትካልና ዝተዳለወ ናየ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይግበሩ::

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ቀዳም ነሓሰ 17/2006 ዓ/ም ሰዓት 4:00::

9 ጨረታ ዝኽፈተሉ ተወከልቲ ወይም ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉዎ ነሐሰ 17/2006ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን::

10 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣበ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ንብረት የልዕል እንድሕር ዘየልዕል ዘትሐዞ ብር 5 ,000. 00 ንትካለ ኣታዊ ይኽዉን::

11 ትካልና ካሊእ ኣማራፂ እንድሕር ረኪቡ እቲ ጨረታ ከምስረዝ የተሓሳስብ::

  • ኣዝሚ ስቲል ስትራክቸር ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ /ዉ /ማሕበር

  • ቦታ ኣብ ቀፅሪ መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ /ዉ /ማሕበር