1 ኣብዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደልዩ ደረጀ 8ተ አናእሸተይ ደ.ኣ.ን.ት ናይ ህንፃ ጠቅላላ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም
2 ተጫረቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 175 /ሚኢትን ሰብዓን ሓሙሽተን/ ናይ ካላንደር መዓልቲ ከጠናቅቁ ዝክእሉ ሐደ ተጫራታይ ኣብ ሐደ ፕሮጀክት ጥራሕ ምዉድዳር ይክእል
3 ድልየት ዘለዎም ደ.ኣ.ን.ት ናይ ኮንስትራክሽን ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ሸራሮ ዕደጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር ብምቅራብ ብርኪ ትካሎም ዝገልፅ ፈቃድ ዝተሐደሰ ንግዲን መለለይ ግብሪ ከፈልቲ ቲን ሰርተፊኬት ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ
4 ተጫረቲ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ሰነድ ነንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሐደ ዓብይበ ፖስታ ጠሚሮም ከቅርቡ አለዎም
5 ተጫረቲ ሰነዳቶም ዓሺጎም ብምቅራብ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ማሕተም ዓሪፉ ሙሉ ኣድራሻ ትካል ክግለፅ ይግባእ
6 ተጫረትቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኣብ ቤት ፅሕፈት ሸራሮ ዕደጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር ቅድሚ ዕለት 10/02 /2012ዓም ሰዓት 8:00 ናይ ድሐሪ ቀትሪ ከቅርቡ አለዎም
7 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 15000 ብብሔራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንኪ ዝተዉሃብ ኣብ ኩነታት ዝተመሰረተ ዉሕስና (conditional )ዝተረጋገፀ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም
8 እቲ ጨረታ ተጫራታይ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ቤት ፅሕፈትና ሸራሮ ዕደጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር ዕለት 10/02 /2012ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት
9 ተጫረቲ ተወሳኪ መብርሂ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታእንተደልዩም ቤት ፅሕፈት ሸራሮ ዕዳጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር
ኣቶ ሙሉ ብርሃን 0914776825