ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት
No | Description | Unit measured | Qty |
1 | Cash Receipt Voucher | Pad | 5000 |
2 | Purchase requisition | Pad | 100 |
3 | Pety Cash payment coucher | Pad | 100 |
4 | አታዊ መረጋገፂ ሰነድ | Pad | 100 |
አወዳዲሩ ብሳምፕል መሰረት ክተሐትም ትደሊ በዚ መሰረት
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
2 ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
3 ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
4 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
5 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 / ብር ሓሙሽተ ሽሕ/ ንፈርኒቸር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
6 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 20.00 (ብር ዕሰራ) ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱይኽእሉ::
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 24 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ክሳብ ሕዳር 9 /2008 ዓ/ም ስዓት 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
9 እቲ ጨረታ ሕዳር 9 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
10 ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ሓቲሙ ከረክብ ዝኽእል:;
11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
12 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 99 23 ምድዋልይከአልእዩ:;
ፓሳቁ 469 መቐለ