በዚ መሰረት
- ዝትሐደሰናይ 2008 ዓ/ም ንግዲፈቃድዘለኩም::
- ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
- ናይግብሪ ካፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
- ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2007 ዓ/ም ናይቀረባ ወርሒዲክለር ዝገበርኩምን::
- ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር/specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
- መቅረብቲ ካብ ዕለት 17/ 2/ 2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/3/2008 ዓ/ም 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
- መኽበሪ ጨረታ 2000 /ክልተ ሽሕ ቅርሺ/ ብ CPO ወይ ብ ባንኪ ዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረ ገንዘብ ቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
- ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 01/3/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
- ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን
- ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::
- ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ::
- ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ/ፅ ሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
- ነብሰ ወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ::
ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ 1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::
N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ
- ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344402860/ ምርካብይካኣል::