1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩም
2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ይዕድም
ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | |
ዓይነት መኪና ኒሳን -JN1UBHW41Z0022260 | |||||
1 | Cover assy clutch | Based on sample | Pcs | 01 | |
2 | Clutch disc | Based on sample | Pcs | 01 | |
3 | Release bearing | w-41 | Pcs | 01 | |
4 | Oil filter | 90915-YZZD2 | Pcs | 15 | |
5 | Fuel filter | 23390-OL041 | Pcs | 10 | |
6 | Oil filter | 90915-30002-8T | Pcs | 15 | |
7 | Fuel filter | 23390-51070 | Pcs | 10 | |
ዓይነት መኪና ኮብራ HZJ 105 | |||||
8 | ናይ ቅድሚት መስትዋት | 56111-60250 | Pcs | 01 | |
4 እቲ ፕሮፎማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም - ዕለት 29/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይኽፈት
5 እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ካመ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 47 15 ምሕታት ይካኣል