1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም::
2 ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ በቲ ዘርፊ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን ቁፅሪ ዘለኩም
4 2% With holding tax ክከፍል ዝክእል::
5 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርቲፊኬትን 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ
6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት ዶክሜንትኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝታዐሸገ ፖስታ ካበ ዕለት 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
7 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 2-19ይክፈት
8 ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ብናይ ቢሮና ሰብ ሞያታት ተፈቲሹ ብዘይተጠየቀ ስፔስፌክሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊበ ይከዉን
9 መቅረባይ ትካል ከይፈፀመ ካብ ዝተረፈ ናይቲ ዉዕሊ በብዓመቱ 0.1 ሚኢታዊ ወይም 1/1000 ቅፅዓት ተፈፃሚ ኮይኑ ጠቅሊልኩም አታዊ እንተዘይ ጌርኩም ብሕጊ ንሓተኩም ምካና
10 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ፕሮፎርማ ብክፋለ ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እየ
11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካቭብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልትታት
12 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291/0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል
ንዳ/ዳመ/ዕዳጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት (materiel) | ዓይነት መኪና | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | |
01 | Gasket Kit Nackle | HZJ 78 L | 04434-60050 | Set | 02 | |
02 | Pad Kit Front | HZJ 78 L | 04465-YZZF6 | Set | 01 | |
03 | Shoe Kit | HZJ 78 L | 04495-60070 | Set | 01 |
ንዳ/ዳመ/ዕዳጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት (materiel) | ዓይነት መኪና | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | |
01 | ብርጅስተን ጎማ ምስ ካላማደርያ | HZJ 78 L | 7.50*16 R LT | Pis | 05 |