Tigray Road Construction Enterprise

  1. ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ንግደ ፍቃድ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅርን ካሊእ አድላይ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

  2. ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ክፍሊ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ

  3. ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይ ድማ ብፖስታ ሳጥን ቁፅሪ 14 ምልኣክ ይክእሉ

  4. እቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ምስ ሰዓረ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስረ አለዎ

  5. እቲ ጨረታ 2 ሕዳር 2008 ዓ:ም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት

  6. እቲ ጨረታ አብ ዝክፈተሉ ግዘ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

  7. እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ