-
ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ንግደ ፍቃድ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅርን ካሊእ አድላይ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
-
ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ክፍሊ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ
-
ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይ ድማ ብፖስታ ሳጥን ቁፅሪ 14 ምልኣክ ይክእሉ
-
እቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ምስ ሰዓረ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስረ አለዎ
-
እቲ ጨረታ 2 ሕዳር 2008 ዓ:ም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት
-
እቲ ጨረታ አብ ዝክፈተሉ ግዘ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ
-
እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ