ናይ መኪና ስፔርፓርት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድን
- ናይ 2007 ዓ ም ወይ ድማ ናይ 2008 ዓ ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ ናይ 2008 ዓ ም ዝተሓደሰ ቅድሚያ ይወሃቦ
- ቫት ተመዝገብቲ ማካኑ/ኖም ናይ ቫት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል
- ቲን ቁፅርን ተመዝገብቲ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ናይቲ ዓምት ቫት ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ሰዓራይ መካኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ይኣስር
- እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 08 /02/ 2008 ዓ ም ኮይኑ እዚ ጨረታ 15/ 02 /2008 ዓ ም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዮ ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ።በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ዝእግዶ ነገር የለን
- ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5 % ብ CPO ከትሕዙ ዝክእሉ
- ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይካኣል
- ኮሌጅና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ተጨረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ሰዓራይ ምስ ተነገሩ ኣታዊ እንተዘይገይሮም ዘትሐዞ ሰፒኦ ናብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ኣተዊ ይከዉን
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344419289 /410465 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል