- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓዶም ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ዝተሐደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
- መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ዘለዎም::
- ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
- ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2007 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
- ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 20.00 ብምክፋል ካብ ላዕ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ይኽእሉ::
- ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
- ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ዕለት 02 /02/ 2008 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/ 02/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 : ዝኽፈተሉ ዕለት 17 /02/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ::
ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ